Posted on Posted in

እዚኣቶም ዚብልዎስ ትሰምዕዶ አሎኻ፧ በልዎ። የሱስ ከአ፡ እወ፡ ካብ ኣፍ ቈልዑን ሕጻናትን ምስጋና ኣዳሎኻ፡ ዚብልሲ እኳዶ ኣየንበብኩምን፧ በሎም። ማር 21:16

Posted on Posted in

ኣብዚ ዛንታታት መጽሓፍ ቅዱሳዊ ንህጻናት ተዳልዩ ኮይኑ ብዝያዳ ድማ ብመልክዕ ስእሊ ዝቐረበን ከምኡ ውን ካልእ ትሕዝቶታት ዘለዎ ሰደቓ ሰንጠረዥ እንታይ ተማሂርካ ዝብልን ኣዝግኑኒ ከኣ ንህጻናት ዝጠቅም እዋናዊ ትምህርቲ ቀዳማይ ክፋል ቀሪባ ኣላ።

Posted on Posted in

ደቀየ ፍርሃት እግዚኣብሄር ክምህረኩምሲ:ንዑ ስምዑኒ! መዝ 34:11 መእተዊ መጽሓፍ ቅዱስ ካብ ዝተጻሕፉ ናይ ታሪኽ መጻሕፍቲ ኩሎም ዝበለጸ እዩ:: ካብ መጀመርታ ምዕራፍ ናይ ዘፍጥረት ክሳብ መወዳእታ ምዕራፍ ናይ ራእይ ዮሃንስ ብታሪኽ ዝተመልአ እዩ። ዛንታታት መጽሓፍ ቅዱስ ንብዙሕ ኣሽሓት ዓመታት ተደጋጊሙ ተዘንትዩ። ይኹን እምበር ኣብ ኩሉ ዘመናት መቐረቱን ጥቕሙን ኣይጎደለን።