ዕለት 9-11- 2002 ኣብ ቀጽሪ መካነ ሂወት መድሃኔ ኣለም ቤት ክርስትያን ዝተኻየደ ተኸታታሊ ትምህርቲ ምስጢረ ስጋዌ. ክርስቶስ ከመይ ኢሉ ስጋ ካብ ናትና ከም ዝለበሰ. ብ ቀሺ ዶ/ር ተክለኣብ መንግስተኣብ።